ምዕራፍ ናይ ደቂ-ሰባት

 

ምዕራፍ ናይ ደቂ-ሰባት

 ተግባራዊ ናይ ተጅዊድ ልምምድ ኣብ ሱረት ኣናስ

بسم الله الرحمن الرحيم

 

قُلْ أَعُوذُ بِرَبِّ النَّاسِ (1

በል፡ እዕቆብ እሕሎ ብፈጣርን ኣላይን ተንከባኻብን ናይ ደቂ-ሰባት ዝኾነ

 

مَلِكِ النَّاسِ (2

ንጉስ ናይ ደቂ-ሰባት

 

إِلَٰهِ النَّاسِ (3

ኣምላኽ ናይ ደቂ-ሰባት፡ እቲ ብዘይክኡ ካልእ ናይ ሓቂ መግዛእቲ ዝግቦኦ ወላሓደ ዘየለ ዝኾነ

 

مِن شَرِّ الْوَسْوَاسِ الْخَنَّاسِ (4

ካብ ክፍኣት ናይ ሸይጣን፡ እቲ ወዲ-ሰብ ንረቡ ምዝካር ክዝንግዕ ከሎ ናይ መሳሓሓቲ  ሑሹኽሹኽቱኡ ዝድርብይን ዝነዝሕን፣ ንረቡ ክዝክር ከሎ ድማ ዘድሓርሕርን ዝሕባእን ዝኾነ

 

الَّذِي يُوَسْوِسُ فِي صُدُورِ النَّاسِ (5

እቲ ናይ መሳሓሓቲ  ሑሹኽሹኽቱኡ ኣብ ልቢ ደቂ-ሰባት ዝድርብይን  ዝፍኑዉን ዝኾነ

 

مِنَ الْجِنَّةِ وَالنَّاسِ (6

እዚ ሸይጣን ‘ዚ ካብ ጋኔታትን ከምኡውን ካብ ደቂ-ሰባትን ዝኾነ 'ዩ።

Leave a comment

Media

Go to top