ምዕራፍ ናይ’ቲ ወጋሕታ

ምዕራፍ ናይቲ  ወጋሕታ

ተግባራዊ ናይ ተጅዊድ ልምምድ ኣብ ሱረት ኣልፈለቅ 

بسم الله الرحمن الرحيم

قُلْ أَعُوذُ بِرَبِّ الْفَلَقِ( 1

በል፡ እዕቆብ እሕሎ በቲ ጎይታ ናይ ወጋሕታ

مِن شَرِّ مَا خَلَقَ (2

ካብ ክፍኣት ናይ ኩሎም ዝፈጠሮም ፉጡራት

وَمِن شَرِّ غَاسِقٍ إِذَا وَقَبَ (3

ከምኡ ውን ካብ ክፍኣት ለይቲ፡ ኣዝዩ ግብ ኢሉ ክጽልምት ከሎን፡ በቲ ኣብኡ ዝርከብ ክፍኣትን ጉድኣትን

وَمِن شَرِّ النَّفَّاثَاتِ فِي الْعُقَدِ (4

ከምኡ ውን ካብ ክፍኣት ጠበብቲ፡ እተን ኣብ ቁጹርጻር ፈትሊ ቱፍቱፍ እንዳበላ ዝጥብባን ዝስሕራን ዝኾና

وَمِن شَرِّ حَاسِدٍ إِذَا حَسَدَ (5

ከምኡ ’ውን ካብ ክፍኣት ናይ ሓሳ’ድ፡ እቲ  ሕማቕ ቅንኢ ኣሕዲሩ፡ ፉጡራት ተዓደልዎ ናይ ኣላህ ጸጋታት ክጠፍእን ከልግስን ደልዩ ኣብ ዝቐንኣሉ ግዜ [ረቢ ሓልወኒ በል]


 

Leave a comment

Go to top