ምዕራፍ ናይ’ ቲ ንጽህና [ኣብ እምነትን ተግባርን]

ምዕራፍ ናይቲ ንጽህና ኣብ እምነትን  ተግባርን

ተግባራዊ ናይ ተጅዊድ ልምምድ ኣብ ሱረት ኣል-ኢኽላስ


بسم الله الرحمن الرحيم

 قُلْ هُوَ اللَّهُ أَحَدٌ(1     

በል፡ ንሱ ኣላህ ሓደ ዩ። ንሱ እቲ ንበይኑ ወላሓደ መሻርኽቲ ዘይብሉ ኣብ ኣምላኽነቱን ኣስማታቱን መግለጺታቱን ዝኾነ ጎይታ ዩ።

 

اللَّهُ الصَّمَدُ (2

ኣላህ እቲ ኩሎም ፉጡራት ጉዳዮም ክፍጽመሎም ዝደልይዎን ዝጽግዕዎን ዝኾነ ጎይታ ዩ።

 

لَمْ يَلِدْ وَلَمْ يُولَدْ (3

ንሱ ኣይወለደን ወላውን ኣይተወለደን።ማለት ውላድ የብሉን ወለዲ ውን የብሉን።

 

وَلَمْ يَكُن لَّهُ كُفُوًا أَحَدٌ (4

ንዕኡ ጭራስ ወላሓደ የብሉን ዝማሳሰል ዝዳረግ ካብ ፉጡራቱ።


 

Leave a comment

Go to top